https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12766
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላፍነት ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንዉቅሮ ፣ ኣብርሃ ወ ኣፅብሃ ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲ ስራሕ ፕሮጀክት ኮንትራት 1 ነበለት ፈላፍልን ማይ ቅነጣል መንገዲን ናይ ማቴኔላ ምቅራብን ምንፃፍን ስራሕ ብኑኡስ ስራሕ ተቃራፂ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክነስርሕ ንደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:25,000.00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 04:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር / ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

1 ተጫረቲ ዓይነት ስራሕ ዝሰርሑ  ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ናይዚ ዓመት ግብሪ ዝከፈሉ  ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝገልፅ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ኩሉ ግዜ ካብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ካብ ዝርከብ ናይ ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ላጪ ቢሮ ትሬኒግ ማእከል ምዉሳድ ይካኣል

3 ተጫረቲ ንጨረታ መኸበሪ ዝከዉን ስፒኦ ማለት አዉን ቼክ ባንኪ ዋሕስ  25,000.00 ቅርሺ ክተቅርቡ ኣለኩም

4 እቲ ጨረታ 10/06/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ክተቅርቡ ኣለኩም ዕለት 10/06/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡30  ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 00 /03 44 40 87 01