https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12754
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ዲኮር ጎማን ባትሪን ፣ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ን 2013በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ እዚ ዝስዕብ ረቃሕታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 6, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ሰርተፊኬት መቅረባይነት 2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ መረጋገፂ ወረቀት ምስክርን ናይ ወርሒ ሓምለ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ካብ 21/01/2013ዓ/ም 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይካኣል

4 መኸበሪ ጨረታ  ናይ መኪና ዲኮር ጎማን ባትሪን 3000 ቅርሺ፣ ኤሌክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክአል

5 ጨረታ ዕለት 06/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 77 87