https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12746
ኣብ ቤት ፅሕፈት ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ፣ ንዞባ ክልል ስታፍ፣ ንቤት ፅሕፈት ጥርዓን ሕ/ሰብ ዉሳነ ምሃብን ፣ ንቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ግድብ ህዳሴ ኢ/ያ ክልል ትግራይ፣ ንቤት ፅሐፈት ሶቖጣ ቃል ኪዳን ፣ ኣጎልግሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማታትን ናይ መኪና መገያየፅን፣ ኣቅሑ ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 23, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይዚ ዘበን ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ፣

2 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ ፣

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ፣

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩም

5 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ኣብ ዘሎ ግዜ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 03 ክሳብ 19 ንሰነድ ፅሕፈት መሳርሒ 50 ቅርሺ ፣ ንሰነድ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን ጎማታትን ናይ መኪና መገያየፅን 100 ቅርሺ፣ኣቅሑ ፅሬት 50 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ይዕድም

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁ.ስልኪ 03 44 40 64 51