https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12722
ናይ ዓዲግራት ጥዕና ጣብያ ተ/ስውኣት 1ይ በጀት ዓመት ን ሕትመት ዝውዕል ብፕሮፎርማ ክንገዝእ ንደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 30, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 30, 2013 08:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ቲን ተመዝጋባይ ምኻኑ መረዳእታ ዘቕርብ

2 ናይ 2012 ዓ/ም ግብሪ ዝከፈለ

3 እዚ ጨረታካብ ዕለት 20/01/2013 ዓ/ም ክሳብ 30/01/2013ሰዓት 8:00 ይኽፈት።


ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-211602