https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12721
ፋብሪካ መድሓኒት ኣዲስ ኣክስዩን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዘሩ ናይ ስፖርት ዕጥቅታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ድልየት ዘለኩም እዞም ዝስዕቡ መስፈርት ኣማሊእኹም ንኽትወዳደሩ ትካልና ብኽብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 በቲ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2013ዓ/ም  ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪካብቲ ጠቅላላ ዝተመልአ ዋጋ 5% ብጥረ ገንዝብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ጨረታ ተኸፊቱ ኣሸናፊ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ኣብ ትካልና ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ናይ ትካል ፋይናንስ ዘይምለስ 50 ብር እናኸፈለ ካብ ዕድጊት ኣብ ስራሕ ሰዓት ክወስድ ይኽእል

5 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 18/01/2013ዓም ክሳብ 27/01/2013 ዓም ኮይኑ ጨረታ ሳፁን 4:00 ሰዓት ተዓሺጉ 4:30 ሰዓት ኣብ ናይ ትካል መአከቢ አደራሽ ይክፈት

6ትካልና ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መብቱ ዝተሐለወ እዩ

7 ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344451689 / 09 14 17 88 87 ኣብ ስራሕ ሰዓት ምድዋል ይከኣል