https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12718
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ንአጎልግሎት ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ ፣ቀዋሚ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ጥቅምቲ 7, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተጫረቲ ናይ እትወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ኣብ ፖስታኩም ዉሽጢ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ወረቀት መቅረባይነትን

2 መለለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምኻኑኹም መረዳእታ ተቅርቡ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ እተቅርቡ

4  መኸበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዘብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት መሳርሒ ፅሕፈት 6000፣ መሳርሒ ፅሬት 3000፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስ6000 ፣ቀዋሚ ንብረት3000 ቅርሺ ከትሕዙ ይግባእ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዉቅሮ ቢሮ ቁፅሪ 19 200 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ 22/01/2013ዓ/ም ክሳብ 07/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4 ፡00 ቅ/ቀ ክወስዱ ይክእሉ

6 እቲ ጨረታ 07/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 12 77