https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12708
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት፣ መቀያየሪ ንብረት ሞተር፣ ሕትመትን ፣ ሕክምና ናዉቲ ናይ እንስሳ፣ ክንዕድግ ንደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:Atsbi
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 3, 2013 05:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፣ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤ መቅረባይነትን ወረቀት ምስክር ዘለኩም፤

2 ተጫረቲ ብናይ ባዕሉ ዘርፊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

3 ተወሳኺ እሴት ታክስ ምዝጉባት ዝኾኑን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝኽእል፤

4 ተጫረቲ ኣብ ዘቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክክዉን ይግባእ

5 መኸበሪ ጨረታ ንመሳርሒ ፅሕፈት 4,000.00 ቅርሺ ፣ ኣቅሑ ፅሬት 2,000.00 ቅርሺ ፣ መቀያየሪ ንብረት ሞተር 5,000.00 ቅርሺ ፣ ሕትመትን 2,000.00 ቅርሺ ፣ ሕክምና ናዉቲ ናይ እንስሳ 2,000.00፣ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዝ ኣለዎ።

6 ሰነድ ዝሽየጠሉ ኣብ ወረዳ ኣፅቢ ከ/ስ /ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ንብረትን ኮይኑ ናይ ሰነድ ዋጋ 50.00 ጥራሕ ቅርሺ ይኸውን።

7 ዋጋ ን45 መዓልቲታት ፀኒዑ ይፀንሕ

8 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ እዋን ካብ 22/01/2013ዓ/ም ክሳብ 03/02/2013ዓ/ም ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ 03/02/2013 ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ በቲ ተጠቂሱ ዘሎ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት።

9እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

መብርሂ ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0343-400033 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል።