https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12679
ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ን ፕሮጀክትታት ዝዉዕል ኣስፋልት ፒትመንን ካተር ፕላር ስፔር ፓርትታትን ንዕለት 25/01/2013ዓ/ም ዝክፈት ኣብ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ግልፂ ጨረታ ስለዝወፀአ ክትወዳደሩ እትደልዩ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 25, 2013 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 25, 2013 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

 ተጫረቲ

1 ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምፋክል ሰነድ ጨረታ ኣብ መቐለ አብ ዝርከብ ላጪ ክፍሊ ዕደጋ ምዕዳግ ትክእሉ