https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12661
ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ግልጋሎት ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ዘአረጉ ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲርና ክነወግድ ስለንደሊ በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ንምዉድዳር ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 27, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ማሕተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/01/2013ዓ/ምሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ ናይ ዘመኑ 2012ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝወፀ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን ኣብ ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 27/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፀዩ በቲ  09፡00 ይከፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 93 43