https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12630
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት፣ ናይ መኪና ባትሪ ዝወፁ ብፕሮፎርማ ክግልገል ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ዘቅርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት

4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/01/2013ዓ/ም ክሳብ 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቅ/ሰዓት ክተቅርቡ እትኽእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምም/ዳር ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ