https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12619
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ንግልጋሎት ኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕል፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መሳርሒ ፅሬት፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ፣ ጎማመኪናን ፣ መለዋጢ ኣቅሑ መካይንን፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ክሐትምን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2012/13ዓ/ም ግብሪ ከፊሎም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርቡ

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ወረቀት መቅረባይነትን ዘቅርቡ

3 ምዝጉባተ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮንኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ ሒሳብ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ዝቅርቡ

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ክትወስዱ እትክእሉ

6 መኸበሪ ጨረታ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ጎማመኪናን መለዋጢ ኣቅሑ መካይንን 5000.00 ቅርሺ ፣መሳርሒ ፅሬትን ናይ ስፖርት ዕጥቂ 3000.00 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቅርቡ ኣለዎም

7 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ 06/01/2013ዓ/ም ክሳብ 21/01/2013ዓ/ም ኮይኑ 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ ማዕልቲ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ 10 ሚኢታዊ ናይ ዉዕሊ መኸበሪ እዉን ከትሕዝ ይግባእ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ካሊእ ዝሓሸ  መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 47 76 03 16