ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ናይ መኪና መቀያየሪ አቁሑትን ኢንዳስትርያል ማተርያልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዝኢት ክፍፅም ይደሊ:
- ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
- ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
- ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
- ቦታ:ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ
- ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
- ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
- መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/
ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእም ረቆሓታት
- ናይ ዝወዳደረሉ ንግዲ ዘርፊ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን ምቅረባይነትን መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
- አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008Â ዓ/ም ዲክለር ዝገብርሉ መረዳእታ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
- ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም ካብ12/ 06/ 2008 ዓ/ም እስካብ ዕለት 28/06/ 2008 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል
- መክበሪ ጨረታ ንናይ መካይን መቀያየሪ አቁሑት 5000 ቅርሺ ንኢንዳስትርያል ማተርያል 3000 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
- እቲ ጨረታ 28/08/ 2008 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤትፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ
- ንትወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344770556 /0344470506 ደዊልካ ምሕታት ይካአል::