https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12600
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብ ክፍለ ከተመኡ ንዝርከባ ሴክተር ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 16, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም መስከረም 16, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ  ቫት ተመዝጋቢ ዝኾኑ ናይ ወርሒ ነሓሰ ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

2 ናይ ጨረታ መኸበሪ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 ቅርሺ ንፅሬት 1500 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝኽእል

4በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከ/ስ/ዕ/ን/ብ/ምም/ርን ኣብ 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 4 ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል

5 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሓሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ክሳብ ዕለት 26/01/2013ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይክፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 04 57