https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12591
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዕዳጋ ዓርቢ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኮፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ምስክር መቕረባይነት መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪን ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን በቢ ወርሑ መረዳእታ ዘቅረብሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ዝተዳለወ ጨረታ ካብ 12/01/2013ዓ/ም ክሳብ 27/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ምዉሳድ ትክእሉ

5 ጨረታ ዕለት 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ይክፈት

6 መኸበሪ ጨረታ ብባንኪ ዝተረጋፀ ስፒኦ ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት 6000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት 3000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን3000 ቅርሺ ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 ሰዓራይ ናይቲ ዝሰዓሮ ንብረት 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ይግባእ

9 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን 45 መዓልቲ ይከዉን

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 43 46 06 52