https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12590
ግልጋሎት ደም ባንኪ መቐለ ንቢሮና ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ኣቅሑት መለዋወጢ መኪናን ፣ ንደም ለገስቲ ምግብን ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 29, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ ዘመኑ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኮፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን

2 ናይ ግብሪ ከፈልቲ ቁፅሪ ቲን ናምበር ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ቫት ምምዝጋብኩምን ናይ ወርሒ ነሓሰ ዲክለሬሽን ዝገበርኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ብመቅረባይነት ዝተመዝገብኩምን መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 መኸበሪ ጨረታ ስፒኦ መሳርሒ ፅሕፈት 3000 ቅርሺ ፣ ስራሕቲ ሕትመት 5000 ቅርሺ ፣ ኣቅሑት መለዋወጢመኪና 5000 ቅርሺ ፣ ንደም ለገስቲ ምግብ5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

6 እዚ ጨረታ ካብ 13/01/2013ዓ/ም ጀሚሩ ን15 መዓልቲ ኣብ ኣየር ዝፀንሕ እንትከዉን 29/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይካኣል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ  03 44 40 34 88 /03 42 40 99 22