https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1259
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንማይ ሃፍትን መዓድንን ኢነርጅን ንቤት ፅሕፈት ምልሻን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ብናይ መደን ገበርቲ ሰናይ በጀት ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 8 ደቀቅቲ መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ሎደርን ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 9 ብፕሮፎርማአወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:ራያ ዓዘቦ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 28, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ማሽነሪ ክራይ/

1 ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን በቲ ስራሕ ዘርፊ ዝተመዝገበን መለለይ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ ዘለዎ መቅረባይነት ዘሐደሰን

2 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 12/06/2008 ዓ/ም ክሳብ 28/06/2008 ዓ//ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ ሰዓት 4፡30 ባዕሎም ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ይክፈት

3 ናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 9 ሎደርን ድማ ብፕሮፎርማ ኮይኑ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 12 ለካቲት 2008 ዓም ክሳብ 18 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4:00 ይዕፆ 4:30 ዝክፈት ኮይኑ ባዕሎም ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልሚን ፋይናንስን ይክፈት

4 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብዝተዓሸገ ፖሰታ ከቅርብ ዝክእል

5 ብመምርሒ መሰረት መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል

6 ናይ ህንፃ መሳርሒ ሰዓራይ ብናይ ባዕሊ መጋዕዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከቅርብ ዝክእል

7Â ጨረታ መኽበሪ ነመሳርሒ ህንፃን ሎደርን 2000 ቅርሺ ንደረጃ 8ን ደረጃ 9ን ደቂቅን ድማ 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ስፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

8 ንሕድሕድ ጨረታ ሰነድ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ምዉሳድ ይከኣል

9 ሰዓራይ ሰዓርነቱ ምስተነገሮ ኣብ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ከኣስር ዝኽእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0346640172 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል