https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12589
ቅድስት ማርያም ሆስፒታል ኣክሱም ን 2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ዝተፈላለዩ መሳርሒ ሕትመት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ንምግዛእ ስለዝደለየ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 03:45 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ናይዚ ዘበን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ከብ 13/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/ 2013 ሰዓት 3፡ 30 ቅድሚቀትሪ ኣብቲ ሆስፒታል ዝተዳለወ ሰነደ ጨረታ ንሕድሕድ ሰነደ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክተእትዉ ትክእሉ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቀሒ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ዝተሓደሰ ቅዳሕ እተቅርቡ

2 መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩም ቅዳሕ እተቅርቡን

3 ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለኩም ሓደ ቅዳሕ እተቅርቡን ጥራሕ ክትወዳደሩ ትክእሉ

4 መክበሪ ጨረታ 3,000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይዉን ብ ሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ክተትሕዙ እትክእሉ

5 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 28/01/2013 ዓም ሰዓት 3 ፡45 መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን እንትኮዉን ሰዓት 9፡00 ድማ መሳርሒ ሕትመት ኣቅሑት ኤሌክትሪክ እዩ

6 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ሆስፒታል ቅድስተ ማርያም ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዕለት 28/01/2013 ዓም 4፡ 00 ኮይኑን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ደንቢ ክዳን እንትከዉን ድሕሪ ሰዓት 9፡15 ድማ ንሕትመት መሳርሒን ፣ ኤሌክትሪክን   ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ዘድሊ መረዳእታን መክበሪ ጨረታን ኣመሊኡ ኣብ እዋን ጨረታ ዘይተረከበ ተወዳዳሪ ከመዘሎ ተሓሲቡ ክወዳደርን ንዝሰዓሮ ከቅርብን ይግደድ

8 ካብ ዝተትሓዘ ንታሕቲ ምምላእ ኣይፍቀድን ዝመልአ ንቲ ዝመልኦ ዓይነት ኣይወዳደርን

9 ተጫረቲ ካብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ማህተም ፊርማ በዓል ዋናን እንተዘይሃሊዎ ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑ ኣብ ጎኑ ፊርማ እንተዘይሃሊዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን

10 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347752212 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል