https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12585
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ናይ ቶዮታፒክ ኣፕ ፣ ፓራዶ መኪና ዘገልገሉ ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ስፔር ፓርትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንሸይጥ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 13, 2013 11:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግድ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

3 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 11/01/2013 ክሳብ 13/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል