https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12572
ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ሃላቒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግብኦም

1 በዚ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ አለዎ ኮይኑ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቀፅሪ ዘለዎን መረዳእታ ዘቅርብን

2  ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ ወይ ድማ ቶኦቲ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012 ሪፖርት መረዳእታ ዘቅርብን

3 በቲ ዘርፊ ሕጋዊ መቕረባይነት ካርድ ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ጨረታ መከበሪ ዋስተና ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ብ CPO ብሽም ማሕበር ጉድኣት ኩናት ትግራይ ከትሕዝ ዝክእል::

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ፋይናንስ ክፍሊ 6ይ ደብሪ ቢሮ 19 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 ጨረታ ካብ ዕለት 07/ 01 /2013 ዓ/ም ክሳብ 13/ 01 /2013 ዓ/ም ይፀንሕ ዕለት 14/ 01/ 2013 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ተዓሺጉ 3፡30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ 6 ይ ደብሪ ይኽፈት::

7 ማሕበርና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ 09 14 76 53 89