https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12568
ቤት ፅሕፈት ምልማዕን ምምሕዳርን ምዝገባ ትሕዝቶ መሬት ከተማን ካዳስተርን ከተማ ሸራሮ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ኣብ ከተማ ሸራሮ ብሊዝ ጨረታ ኣብዚ በጀት ዓመት እዚ 6ተ ከጫርት ካብ ዝሐዞ ቀዳማይ ግዜ ብምጭራት ናብ ተጠቀምቲ መሬት ከመሓላልፍ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት መስከረም 10, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ሽራሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 21, 2013 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መሬትን ሊዝን/

1 ንትካል ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ በዝሒ ቦታታት 34 ስፍሓቶም ካብ 343.8 ክሳብ 385 ካሬ መትር ዝኮኑ

2 ንመንበሪ ኣጎልግሎት ዝኾኑ በዝሒ ቦታታት 172 ስፍሓቶም ካብ 200 ክሳብ 280 ካሬ ሜትር ብጠቅላላ ድምር 206 በዝሒ ዘሎዎም ቦታታት እዚ ጨረታ ብሚድያ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዘለዉ 10 ናይ ስራሕ መዓልታት ዉሽጢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምልማዕን ምምሕዳርን ምዝገባ ትሕዝቶ መሬት ከተማን ካዳስተርን ከተማ ስራሕ አጠቃቅማ ምሕደራን መሬት ኣብ ከተማ ሸራሮ እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ክትገዝኡን ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ኣድላይ ዘበለ ሰነድ ብምምላእ ኣብ ፖስታ ዓሺጉኩም ብምእታዉ ክትጫረቱ ትክእሉ

3 ተጫረቲ ኣድላይ ዘበለ ናይ መኸላኸሊ ቫይረስ ኮሮና ክትገብሩ ይግባእ