https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12562
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ በጀት ዘመን 2013ዓ/ም ንኣግኣዚ ዞፕሬሽን ህንፃ/ ቤት ፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ/ ናይ ፅሕፈትን ፅሬት መሳርሕን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኾንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰረተፊኬት ቲን ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት ብናይ እቶት ቫት ሪፖርት መግበሪ ግዜ ሰሌዳ ናይ ዝሓለፈ ወርሒ ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ሪፖርት መረዳእታ ብኮፒ ዘተሓሕዝ

2 ተጫረቲ መወዳደሪ ሰነድ ዘይምለስ 50 ብር ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ምዉሳድ ይክእሉ

3 ናይ ጨረታ ዉሕስና መከበሪ ንፅሕፈት መሳርሒ 5000 ብር፣ ንፅሬት መሳርሒ 2000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ እትክእሉ ምኻንኹም ንገልፅ

4 ጨረታ ዝቐርባሉ ናይ መወዳእታ ዕለት 22/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03