https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12516
ንሄዎ መባእታ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ክንሕትም ስለ ዝደለና ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ንዕድም /
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 7, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መስከረም 11, 2013 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መስከረም 11, 2013 02:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ቁፅሪ ኮፒ ከቅርቡ ዝኽእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 06/01/2013ዓ/ም ክሳብ 08/01/2013ዓ/ም ኣብ ሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ይኽፈት

3 ንተወሳኪ ሓበሬ 03 45 55 94 432