https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12503
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ዓዲጉዶም ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ናይ ቤት ፅሕፈታት ናይ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑትን፣ ኣቅሑት ፈርነቸር፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ መኪና ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዓዲ ጉዶም
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎ ፣ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ፣ ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስን ወርሓዊ ናይ 3ተ ወርሒ ሒሳብ ዘወዳደርሉ መረዳእታ

3 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ጥረ ገንዘብ

4 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ 05/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/2012 ዓ/ም ምዉሳድ ይክእሉ

6 ሳንዱቅ ጨረታ 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይክፈት

7 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 42707624/0914380424/0914130964