https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12501
ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣላማጣ ን በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ኣጎልግሎት ዝዉዕል ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሪክ፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና ፣ኣልባሳት፣ ፍራሽን፣ ሕትመትን፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 6, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መስከረም 20, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቑሒ ተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ተጨረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1 በቲ ዘፈር ናይ 2012 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ: ቫት ተመዝገብቲ: ቲን ነምበር: ናይ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርቲፌኬት

2 መክብሪ ጨረታ ሰነድ 5000 (ሓምሽተ ሽሕ )ብር ብባንኪ ዝረተጋገፀ CPO ወይ ጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

3 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ፈለጠ አብ ዉሽጢ 3+ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስርን ናይ ዝሰዓረሉ ጠቅላላ ዋጋ 10% ናይ ዉዕሊ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ከምዘለዎ

5 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 05/01/2013 ዓ/ም ክሳብ 19/01/2013 ዓ/ም አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን 50 ብር ብምክፋል ይወስዱ

6 እቲ ጨረታ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቐትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 8:45 ድሕሪቐትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረኸብሉ አብ አላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት

7 ካብቲ ዘሸነፍዎ በዝሒ ንብረት 20% ምዉሳክ ወይ ምቅናስ ይከኣል

8 ሆስፒታልና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኵን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ንትወሳኪ ሐበሬታ ብ ስልኪ ቁፅሪ 03 47 74 02 51 ምሕታት ይክእሉ