https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12484
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን ሞተር ሳይክልን ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኣቅሑት ስፖርት፣ ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 5, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 19, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በዚ መሰረተ ተጫረቲ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግበሪ ዘለኩም

4 መረዳእታ ተመዝገብቲ እሴት ታክስ ምካኖም መረዳእታ ከቅርቡ ይግባእ

5 ተጫራታይ ሰዓራይ ምካኑ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ 10 ሚእታዊ ናይ ጠቅላላ ዝሰዓሮ ዋጋ ኣትሒዙ ዉዕሊ ኣስሩ ኣበ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝሰዓሮም ኣቅሑት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ዝገብር

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ኣቁሑት 5000.00ሽሕ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ አለዎም

7 እቲ ጨረታ 19/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ሰዓት 4:30 ይክፈት

8 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ 50.00 ቅርሺ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ካብ 04/01/2013ዓ/ም ክሳብ 19/01/2013ዓ/ም ምግዛእ ይከኣል፤

9 ቤት ዕዩና ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ኮነ ብከፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ

10 ሰዓራይ 20 % ኣብ ነዉሰወከፍ ዓይነት ንብረት ዝቅንሰ ወይ ዝዉስክ ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0347-740661/03 47 74 62 29 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል፤