https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12457
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቅሑት ፣ ሕትመት፣ ስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጳጉሜን 4, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ገላን
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ሓምለ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ዘቕርብ

3 ዝተሓደሰ መረዳእታ መቕረባይነት ዘለዎ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝሓዘ

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ገላን ከ/ስ/ዕ/ፋ/ም/ን ጥቃ መናሃርያ ምዉሳድ ይካኣል

 5 መኸበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወየ ድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

6 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተባሃሎ መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ዋና ንብረት ዘረክብ

7 ጨረታ 14/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ ን 40 መዓልታት ይከዉን

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 13 46 72/09 48 52 49 07