https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12446
ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ 5, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ 5, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ተቁ

ዓይነት መሸን

Model

መፍለይ

ዝርዝር ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

Nissan

CWB450

44066-91271

Braking lining rear

Ea

200

1 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ግዜ ክሳብ ዕለት 05/13/2012 ሰዓት 10:00 ሰዓት

3 ተወዳዳሪይ ሰዓሪ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃበ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ከቅርብ አለዎም ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክእል ተወዳደሪ ካብዚ ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከም ኣድላይነቱ ይስረዝ