https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12431
ዉቕሮ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ደ/ከ/ስ/ዕዳ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ኣብ ሆስፒታልና ተሽከርከርቲ መኪና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት /ስፔር/ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቅረባይነትን

2 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ሎሚ ዕለት 29/12/2012ዓ/ም እስካብ 02/13/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅድሚ ሰዓት ተመሊኢ ዝቀርቡ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት 02/13/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸዉን

3 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57