https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12426
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ዝወፁ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ፣ጀነሬተር፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ አቅሑት ፅሬት፣ ኮምፒተርን ፕሪንተርን፣ ኤሌክትሮ መካኒካልን ፣ፓምፕ፣ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ ተማልኡ ተወዳደርቲ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 30, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/

1 ናይ 2013 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቕርብ፤

2 ቫት ዝተመዝገቡን ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊት ከቅርብ ዝኽእል ናይ ዝተጫረትዎ ዝርዝር ኣቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2ተ ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብኽልተ ፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብ፤

3 ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን መሳርሕን ቆፀርትን ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 200.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ብር 10,000.00፣ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4ንናይ ጀነሬተር ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ብር 2,000.00፣ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

5 ፅሕፈት መሳርሕን ፅሬትን መሳርሕን ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ብር 2,000.00፣ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

6 ንናይ ኮምፒተር ፕሪንተርን ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 100.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ብር 6,000.00፣ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

7 ንናይ ኤሌክትሮ ሜካኒካል ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 200.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ብር 10,000.00፣ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

8 ንናይ ፓምፕ ናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 200.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ብር 15,000.00፣ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብብ ከትሕዙ ዝኽእሉ

9 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 29/12/2012 ዓ/ም -15/01/2013 ዓም ኩሉግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅ.ሰዐት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል።

10 ጨረታ ሰነድ ናይ ማይ መገጣጠምታትን ቆፀርትን ዝዕሸገሉ ዕለት 05/06/2012 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውሉ እንትኸውን እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ

11 ጨረታ ሰነድ ናይ ጀነሬተር ዝዕሸገሉ ዕለት 18/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 18/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለውሉ ኮይኑ እንተዘይሃልዮም ውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ፤

12 ጨረታ ሰነድ ናይ ፅሕፈ መሳርሕን ፣ ፅሬት መሳርሕን  ዝዕሸገሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 18/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለውሉ ኮይኑ እንተዘይሃልዮም ውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ፤

13 ጨረታ ሰነድ ናይ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ዝዕሸገሉ ዕለት 19/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 19/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለውሉ ኮይኑ እንተዘይሃልዮም ውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ፤

14 ጨረታ ሰነድ ናይ ኤሌክትሮ መካኒካል ዝዕሸገሉ ዕለት 20/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 20/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለውሉ ኮይኑ እንተዘይሃልዮም ውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ፤

15 ጨረታ ሰነድ ናይ ፕምፕ ዝዕሸገሉ ዕለት 21/01/2013ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 21/01/2013 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዘለውሉ ኮይኑ እንተዘይሃልዮም ውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ፤

16 ኩሎም ዓይነት ንብረታት 25% ዘሸነፈ ንብረት ናይ ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ንኽእል ምዃና

17 ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-430053/0914-783564/0914-783477 ምድዋል ይከአል ፤