https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12417
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2013ዓ/ም ናይ ፅሬትን ሓለዋን ግልጋሎት አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 29, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2012 02:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቃዶም ዘሐደሱ ናይ መቅረብቲ ሰርተፊኬት

2 ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 2812/2012 ዓም ይከዉን

4 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 02/13/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/13/2012 ዓም ልክዕ ሰዓት 02:30 ይከዉን

6 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፈርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402420