https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12390
ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓትን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ማለት እዉን ሎት 1 ኣይቲ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:100
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መስከረም 8, 2013 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ዝምልከተኩም ኣካልት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ሕርሻን ገጠር ልምዓት ክልል ትግራይ ኣብ ባንኪ ንግዲ ኢትየጰያ ቁፅሪ ሒሳብ ባንኪ 1000012030839 አታዊ ገይርኩም ቅበሊት ሒዝኩም ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 12 ምዉሳድ ትክእሉ

2 ናይዚ ዘበን ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ መለለይ ካፋሊ ግብሪ ቲን ናምበርን ተወሳኪ እሴት ታክስን ወረቀት ምስክር ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ሒሳብ ዘርአክምሉ መረዳአታ

3 ናይ መቅረባይነት ምዝጋባ መለለይ መረዳእታ ቅዳሕ ምቅራብ የድሊ

4 ቢሮና ናይ ጨረታ 20 ሚኢታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰሉ ሕልዉ እዩ

5 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እቲ ጨረታ 08/01/2013ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ሽዑ ንሽዑ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ክርከብሉ አብ ዝደለየሉ ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403663