https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12378
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉለመኸዳ ን2013ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝርከባ ዝተፈላለያ ግልጋሎት ዝዉዕል ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ጉሎመከዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 14, 2013 05:00 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ናይ ተጫረቲ ሽም፣ ፌርማ ፣ ኣድራሻ ፣ ማህተም ክግበረሉ ኣለዎ

2 ናይ 2010/2013 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓዉደ ስራሕ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር መቐረባይነት፣ ግብሪ ከፋሊ መፍለዩ ቁፅሪ ቲን ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብሉ ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቀት፣ ናይ ወርሒ ሚያዝያ ክሳብ ሰነ 2012ዓ/ም ዲክለር ዝገበርሉ ዝተገናዘበ መረዳአታ ኮፒ ብምቅራብ ክትወዳደሩ ትክእሉ

3 በዚ መሰረትዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትንምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 50.00 ብምክፋል ምዉሳድ እትክእሉ ምኻንኩም

4 ናይ ጨረታ መኸበሪ ብጥረ ገንዘብ ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ሌተርኦፍ ክሬዲትን ምትሓዝ ዝካኣል ኮይኑ ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ መካይን መለዋወጢ፣ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ፣ ሕትመት ግልጋሎት ብር 5000.00 ቅርሺ፣ ንኤሌክትሮኒክስ ፣ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑትን ብር 3000.00 ቅርሺ ብሽም ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉለመኸዳ ከትሕዙ ዝኸእሉ ክኾኑ ኣለዎም

5 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ጉለመኸዳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረትን ምኻኑ ክትፈልጡ ይግባእ በዚ መሰረት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14/01/2013 ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዘኽፈተሉ ድማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸበሉ በቲ ዕለት 14/01/2013 ሰዓት 5፡00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ይኸፈት

6 ተጫረቲ ዝህብዎ መጫረቲ ዋጋ ን 45 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ምካኑ ዘቅርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ክረጋገፅ ይግባእ

7ተጫረቲ ዋጋ እትመልኡ ኣብ ዝወሰድኩምዎ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ኣብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ እንትኸዉን በዚ መሰረት ቫት ወይ ድማ ቲኦቲ ዝሓወሰ ዋጋ ክትመልኡ ኣለኩም

10 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናም ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

11 ኣድራሻና ወረዳ ጉለመኸዳ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 03 44 34 01 26 ወይ 09 14 28 99 03 / 09 37 03 77 79 ምድዋል ይካኣል