https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12350
ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕዳጋ ማእከል ናይ ኤሌክትሪክ ኤችዲፒ ኮንዲት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 23, 2012 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ነሓሰ 23, 2012 10:02 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ዘለዎ ናይ ኣቅራባይነት ሰርተፊኬት ፣ ናይ ዘቕርብዎ ሕጋዊ ደረሰኝ

2 ምስዚ ተተሓሒዙ ቀሪቡ ካብ ዘሎ መጠን ናይቲ ማተርያል በዝሒ ብ 20 ሚኢታዊት ክቅንስ ወይ ክዉስኽ ይክእል

3 እቲ ፕሮፎርማ ክሳብ 23/12/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ከቅርብ ኣለዎ