https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12346
ትካልና ቴካፍ ትሬዲንግ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ንመለዋወጢ ኣቅሑት ትራክተራት ፣ ሶናሊካ፣ ንኤጄንት ወይ ድማ ንዉክልና አወዳዲሩ ብክንትራት ወይም ድማ ብግዚያዉነት ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 21, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2012 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 26, 2012 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ብንግዲ መለዋወጢ ኣቅሑት ሕጋዊ ፍቃድ ንግድን ዝተሓደሰ

2 ናይ ባዕሉኩም ወይ ድማ ክራይ መሸጢ ቦታ ዘለኩም  እኩል መከዘኒ ቦታ ዘለኩም መረዳእታ እተቅርቡ

3  ንስራሕ መከየዲ ክሳብ 500,000.00 ቅርሺ ምምዳብ እትክእሉ  ነዚ ንምርጋፅ ድማ ስቴትመንት ባንክ ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ሕጋዊ ዝተሓተመ ቅብሊት ማለት እዉን ካሽ ሬጅስተር ዘለኩም

5 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ጨረታ ዝዕፀወሉ መዓልትን ሰዓትን ኣይገልፅን

ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልትን ሰዓትን ኣይገልፅን