https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12273
ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕ/ሕ/ስ ዕቃርን ልቃሕን ፋና መናእሰይ ኣቕሑ ማእከል መረዳእታ ( Data Center) ምስ ሙሉእ ስራሕቲ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም መቕረብቲ ዉልቀሰባትን ትካላትን ንክትሳተፉ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:2%
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:500
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ 2012/13ዓ/ም ግብሪ 2012ዓ/ም ዝኸፈልሉ መረዳእታ ፣ ምዝገባ ንግዲ ተወሳኺ ታክስ እሴት መለለይ ግብሪ ከፋላይነት ቲን ካልኦት ንጨረታ ዝሕግዙ መረዳእታታትን ምስ ዋናን ዝተገናዘበ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቕርብ ዝከእሉ

2 ተጫረቲ ንዘቅርብዎ ንብረት ኣብ መቐለ ናብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምካኑ ፈሊጡ ክሳተፍ ኣለዎ

3 ሰነድ ጨረታ ኣብ ህንፃ ካሳቴ ብርሃን 2ይ ደብሪ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ካብ 06-20 ነሓሰ 2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 500 ብር ብምክፋል ምዕዳግ ይካኣል

4 ተጫረቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ 2% ቅድመ ኩነት ኣብ ዘይብሉ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቢድ ቦንድ አዋና ዉዕሊ ክሳብ ዝዛዘም ከትሕዙ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ፋና መናእሰይ ዕለት 20/12/2012ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብለ ይኩን ዘይተረከብሉ ይክፈት

6 ጨረታ ሰዓራይ ዉፅኢት ካብ ዝተገለፀሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ኣለዎ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 65 46