https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12238
ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቃርን ኣክስዮን ማሕበር ናይ ኢንሽራንስ ምጥያሽ ስራሕቲ ዝሰርሕ ኮንሳልታንት ንምቑፃር ዘዉፅኦ ጨረታ መኽፈቲ ን 5/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ ሰዓት 3፡30 ተባሂሉ ከምዝነበ ይዝከር
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 5, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ነሓሰ 19, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ነሓሰ 19, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ/ ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ/

1 ኮይኑ ግና ብዝተፈላለየ ምኽንያት ናይ ጨረታ መኽፈቲ መዓልቲ ከምዝተናወሐ ነፍልጥ ስለዝኮነ ናይ ጨረታ መኽፈቲ መዓልቲ ዕለት 19/12/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ 3፡30 ዝኽፈት ኾይኑ ናብ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብቲ ዝተሓበረ ዕለትን ሰዓትን ኣታዊ ንከትገብሩ እናዘኻኸርና ኣብ ምኽፋት ጨረታ ግና ጨረታ ኮምቴ ጥራሕ ዝኸፍቶ ምኻኑን ሰዓራይ ድማ እነፍልጥ ከምዝኾንናን ነዘኻኽር