https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12174
ሆስፒታል መቐለ ናይ ሓደጋ ምክልካል ሲሊንደር ምምላእ ኦክስጅንን ንሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ሩዝ ፣ ፊኖ ፣ ዘይቲ ሞኮረኒ ናይ ታኒካ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ መዐቀኒ ንተማልኡ መቅረብቲ ግልጋሎት ወሃብቲ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ኬሚካልን ሪኤጀንት/

1 ናይዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ናይ ሓዱሽ መቅረባይነትን ቫት ዲክለራንስ ዝርዝር ተመዝጋቢ ምካኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ

2 መከበሪ ጨረታ 10000.00 ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ለተር ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ሆስፒታልና ብዘቀመጦ ዝርዝር መግለፂ ስፔስፊኬሽን ዝሓዘ ሰነድ ጨረታ ዘየምለስ 50 ብምክፋል እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ካብ ሆስፒታልና ምዉሳድ ይክእሉ

4 እዚ ጨረታ ዕለት 06/12/2012 ዓም 4:00 ሰዓት ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 9:00 ሰብ ዋና ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ዝቀረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማለአ ኮይኑ እነተተረኪቡ በዓል ዋና ብዘየብሉ ክክፈት ይክእል

6 ሆስፒታል መቐለ ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንዝበለፀ ሐበሬታ 0344420046