https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12173
መቐለ ሆስፒታል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን መኪና መለዋወጥን ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሓምለ 24, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምኻኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2 እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 22/11/2012ክሳብ 24/12/2012 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምዉሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ይክፈት

3 ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

4 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 02 46