https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12170
ዓዲ-ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣብ 2012ዓ/ም ብGEQIP ዝተመደበ በጀት ዝዕደጉ ናዉቲ ፅሕፈት ትምህርቲ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።/ ደስጣ ወረቀት በዝሒ 100፣ ቀለም ፕሪንተር 08፣ ሰመያዊ ቢሮ 60፣ ድቫይደር 06/
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሓምለ 25, 2012 04:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ፣

2 ቫት ተመዝጋቢ፣

3 ናይ 2011ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈለ፣

4 ብመምርሒ መሰረት 2% ዝኸፍል፤

5 ካብ ዕለት 21/11/2011ዓ/ም ክሳብ 24/11/2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ይኸዉን

6 ዕለት 25/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

ንዝበለፀ ሓበሬታ 09 14 00 37 42