https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/1216
ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ህትመትን ብጨረታ ክዕድግ ክህትምን ስለዝደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 1, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:10
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ የካቲት 15, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይዚ ዓመት ግበሪ ዝከፈለሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
2 ናይ መቅርባይነት ግልጋሎት ወሃባነትን ፍቃድ ከቅርብ ዝክእሉ

3 ቲን ቁፅሪ ዘለዎም

4 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾነ

5 ተወዳደርቲ አብ ዝመልእዎ ጨረታ ማህተም ፊርማን መሉእ ኣድራሻ ምስ ስልኪ ቁፅሪ ክገልፁ ዝክእሉ

6 20 ናይ ምዉሳክን ናይ ምቅናስን ግዴታ አለዎ

7 ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 10 ቅርሺ ዘትሕዝ

8 ተወዳደርቲ ንዘሸነፍዎ ግልጋሎት አብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

9 ናይ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ብእርሳስ ምምላእ ኣይከኣልን

10 ዘሸነፈ እቲ ዘሸነፈ ንብረት ብትራንስፖርት ባዕሉ ዘቅርብ

11 ተጫረቲ ናይቲ ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 (ሰለስተ ሽሕ ብር )ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይ CPO ከቅርብ ዝክእሉ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እእንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ስቁፅሪ 0342415026 ደዊልኩም ወይ ከዓ ብአካል ኣብ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ቢሮ ቁፅሪ 5 ቐሪቦም ምሕታት ይYከኣል ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ጨረታ ካብ ዕለት 30 /5 /2008 ዓ/ም ክሳብ 15/ 6 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ይዕፀዉ

13 እቲ ጨረታ በቲ ዕለት ሰዓት 800 ናይ ቐትሪ ተጫረቲ ወይ ወኪል ኣብ ዘለዎ ይኽፈት

   አድራሻ ጥቃ አዋሽ ሬስቶራንት