https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12146
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ካብ በጀት ድጎማ ኣብያተ ትምህርቲ ብዝረኾቦ ገንዘብ ንቤተ ፈተነ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ስለዚ መቕረብቲ ዝኾንኹም ስለዚ መቅረብቲ ዝኾንኹም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተመዝገብቲ ቫት/ተርን ኦቨር ዝኮንኩም ኣካላት ክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 04:15 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ሓምለ 22, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 20/11/2012ዓ/ም

2 ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡15 ንጉሆ

3 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 23/11/2012 ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡