https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12141
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2 ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት 3 ናይ ላቫጆ ግልጋሎት 4 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፅገና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሓምለ 23, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ዓይነት ግልጋሎት ተዛመድትን ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደስኩም ምስቲ ንግዲ ፍቃድ ዝመሳሰል ናይ ግብሪ ከፈላይነት መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ዘለኩምን ብተወሳኺ ዝተሓደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ዘለኩም

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 20/11/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክተቕርቡ እትኽእሉ

3 እቲ ፕሮፎርማ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 23/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት

4 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 10 52/ 03 42 40 65 94