https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12105
ሆስፒታል ዉቅሮ ኣብቲ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ምግብን ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፣መሳርሒ ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስጋ ፣ ኣትክልትን ፣ ፍረምረን ብሓፈሻ ኣስቤዛ ሸቀጣ ሸቀጥን እንቃቅሖን ብግልፂ ጨረታ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣጫሪቱ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሓምለ 16, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000
  • ቦታ:ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 28, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ሆስፒታል ዉቅሮ ኣብቲ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕኮሙ ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ምግብን ሃለቅቲ ኣቅሑት ማለት እዉን ፣መሳርሒ  ሕትመት፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ሃለቅቲ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ስጋ ፣ ኣትክልትን ፣ ፍረምረን ብሓፈሻ ኣስቤዛ ሸቀጣ ሸቀጥን እንቃቅሖን ብግልፂ ጨረታ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት 1ይ ፍርቂ ዓመት ኣጫሪቱ ዉዕሊ ብምእሳር ክዕድግ ይደሊ  

1ተጫረቲ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ስራሕ መረዳእታ ከቅርቡ ኣለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝተመዝገቡ ምኻኖም መረዳእታ ዘቅርቡን

3 ኣብ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ

4 መኸበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንሕድሕድ ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ 5000.00 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

5 ተጫረቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ 14/11/2012ዓ/ም ክሳብ 28/11/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ክፍቲ ይከዉን

6 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ነፀላን ጠቅላላ ዋን ምስ ባቱን ዊዝ ሆልዲግ ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎም

7እቲ ጨረታ 28/11/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 4፡30 ዝክፈት ይከዉን

8 ናይቲ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ብስፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 43 00 57