https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12045
መስፍን ኢንድስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ/ዝተ/ ዉ/ማሕበር ዝተፈላለየ ዓቐን ዘለዎም ኣቅሑት ኤሌትሪክ ከምኡ እዉን ሪም ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ስዕቦም ዝተዘርዘሩ ረቃሕታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትጫረቱ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሰነ 17, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 30, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 30, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ ፣መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ከቅርብ ዝክእል

2 ወረቀት ምስክር ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዋናን ቅዳሕን ብምትሕሓዝ ሰነድ ጨረታ ካብ 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ 30/10/2012ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት መቐለ ካብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት መምርሒ ዕደጋን ቀረብን ክወስዱ ይክእሉ

3 ተጫቲ መኸበሪ ጨረታ ብስፒኦ ን ፓወር ኬብል 50,000.00 ቅርሺ ፣ንስሊግ ፊክሲቸር 25,000.00 ቅርሺ ከምኡ እዉን ንሬም ወልድዲስክ ድማ  100,000.00 ብዝተዓሸገ ፖስታ ወይ ድማ ብስፒኦ ምስ ጨረታ ከተሓሕዙ ይግባእ

4 መዘካከሪ ጥረ ገንዘብ ይኩን ብፖስታ ዘይተዓሸገ ስፒኦ ከምኡ እዉን ካሊእ መኸበሪ ጨረታ ተቀባልነት የቡሉን

5 ሳንዱቕ ጨረታ 30/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ድ/ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶመ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 እቲ ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344406803