https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12014
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጅን ክልል ትግራይ ንዝተፈላዩ ናይ ቢሮ ኣቅሑ ( Pc & laptop Lcd Screen Cleaning Kit 30 : LCD Cleaner Kit 10: Eye glass 10 CMOS Battry 05 : RAM for Desktop 05 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 10:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 10:48 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/

1 ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ንግድ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ

3 ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓት ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ዘትሕዝ

4ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/10/2012 ክሳብ 16/10/2012ዓ/ም ሰዓት 10፡45ድ/ቀትሪ ከተቅርቡ ትክእሉ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 41 61 ምድዋል ይካኣል