https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/12005
ኤጄንሲ ኤስታቲክስ ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘረ ናይ መፅሓፍ መለለይ መንነትን ቫጅን ግልጋሎት ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ሰዓራይ ትካል ዉዕሊ ኣሲሩ ከሐትም ይደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ትካት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 15, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሰነ 15, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

1 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ፡ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ቲን ናምበር ከቅርቡ ዝክእሉ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዝፀንሓሉ 10/10/2012ዓ/ም ክሳብ 15/10/2012 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ኤጄንሲ ስታቲስቲክስ ሰነድ መሊኡ ናብቲ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ካይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጄንሲ ኣታዊ ምስ ኮነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 15/10/2012 ድ/ሰዓት 09፡00 ተዓፅዩ ተመሳሳሊ ዕለት 09፡30 ይክፈት

3 ኣብዚ ጨረታ ዘሸነፈ መቅረባይ ካብቲ ጠቅላላ ዘሸነፎ 10 ሚኢታዊ መኸበሪ ዉዕል ብኽትሓዝ ዉዕሊ ዝኣስርን ካብቲ ዉዕል ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ 10 ተካታታሊ መዓልቲ ኣጠቃሊሊ ዘቅርብ

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 03 42 40 32 54