https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11997
ኤጄንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ንኤጄንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፣ ኤሌክትሮኒክስን፣ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅርን ፣

2 ኣብ ናይ መንግስቲ ንምዉድዳር መቅረባይነት ሰርትፊኬት ዘለዎም

3 ተወዳደርቲ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ

4 ፕሮፎርማ ካብ 11/10/2012 ክሳብ 15/10/2012ናይ ምሸት ሰዓት 11፡30 ናይ ስራሕ ሰዓት ኣብ ዘሎ ግዜ ተቅርቡ ትክእሉ

5 ፕሮፎርማ ዕለት 16/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት

6 እዚ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 50 92