https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11983
ቤት ፅሕፈት ቤት ማዘጋጃ ከተማ ማይጋባ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ መሰረተ ልምዓት ንምስፍሕፋሕ ትራንስፎርመር በዓል 400 KVA ብ 33 KV ንምግዛእ ስለዝደለየን ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ብምቅራብ ትራንስፎርሞርን ብተመሳሳሊ ዓዉዲ ዝተዋፈርኩም ነጋዶን ዉልቀ ትካላትን ንክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:ማይ ጋባ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሰነ 19, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ በቲ ዘርፊ ቲን ናምበር ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ሞያ ፍቃድ ዋናን ቅዳሕን ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተመዝገቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ወርሒ መጋቢት 2012ዓ/ም ወርሓዊ ሒሳብ ዝዓፀዉሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 05/10/2012ዓ/ም ክሳብ 20/10/2012ዓ/ም ካብ ሓይሊ መብራህቲ ሽረ እንዳስላሰ ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ነቲ ዝመልእዎ ሰነድ ጨረታ ክልተ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ብምፅሓፍ ናብ ሓደ ዓብይ ፖስታ ብምእታዉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ከተእትዉ ትክእሉ

6 ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ኮይኑ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ 20/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓሺጉ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

7 ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምትሓዝ ናይ ዝሰዓርዎ መጠን 10 ሚኢታዊ ከትሕዙ ይግባእ

9 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 14 1387 23