https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11942
ንቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና ስፔር ፣ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 08:30 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዋንኡን ሐደ ኮፒን ከቅርበ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ዘቅርብ

3 ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት

4 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/10/2012ዓ/ም ክሳብ 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቅ/ሰዓት ክተቅርቡ እትኽእሉ

5 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድ/ሰዓት ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋ/ንብረት ምም/ዳር ቢሮ ቁፅሪ 317 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 87 14ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ