https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/11923
ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ካሜራን ፣ ሳይክላትን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሰነ 11, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መደብ: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

1 ናይ 2011/2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

2 ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፀሪ ቲን ዘለኩም

3 2 ሚኢታዊ ዊዝ ሆልዲንግ ታክስ ክከፋል ዝክእል

2 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/10/2012ዓ/ም ክሳብ 10/10/2012ዓ/ም ክተቅርቡ ት

3 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 11/10/2012ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-480511/10/09 14 25 91 87  ምድዋል ይከኣል፡፡